Use APKPure App
Get Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ old version APK for Android
Tigrinya Wörter Tigrigna Kultur Sprichwort Tigre Sprüche Eritrea Äthiopien
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ
ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ዝደጋገምን። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ይከኣል “ይከኣል ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ድማ ፍሉይ ረምታ
ማዕዳ ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ተመክሮ ፣ ሓቂ ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ይግለጽ ይግለጽ ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር ይሰጋገር ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ኩነታት ተረዲእካ ዝቀለለ ይኸውን ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት እዋናት።
ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ስነ ስራሓትን ይዝውተሩ።። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።
Von hochgeladen
Jean Carlos
Erforderliche Android-Version
Android 8.0+
Kategorie
8.3 MB Sep 12, 2024
8.3 MB Sep 12, 2024
11.9 MB Oct 25, 2023
11.9 MB Oct 25, 2023
10.4 MB Aug 15, 2022
10.4 MB Aug 15, 2022
Use APKPure App
Get Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ old version APK for Android
Use APKPure App
Get Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ old version APK for Android